https://tigraitv.com/ጉጅለ-ፋሽሽቲ-ኣብይ-ሎሚ-4-መስከረም-2015-ዓ-ም-ን-2/
ጉጅለ ፋሽሽቲ ኣብይ ሎሚ 4 መስከረም 2015 ዓ/ም ንጉሆ  ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ መንበሪ ኣባይቲ  ብዘካየዶ ደብዳብ ድሮን ብርክት ዝበሉ ሰላማውያን ሰባት ተቀቲሎምን፡ ኣብብርክት ዝበሉ ሰባት ከቢድ ጉድኣት ኣካልን ዕንወትንብረትን ዳሪጉ፡፡